Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Federal  Democratic Republic of Ethiopia  
Home መልዓሊ Citizens ዜጋታት Government መንግስቲ ቢዝነሳት ቢዝነሳት ወፃእተኛታት ወፃእተኛታት NGOs መንግስታዊ ዘይኮነ ድርጅት Decrease font Increase font

 ሕገ መንግስቲ

 

 

ኣብ ግንቦት 1991  ናይ ደርጊ ፋሽሽት ሰራዊት ዝተገልበጠሉ እዩ፡፡ ድሕሪ ናይ ዓሰርተ ሸውዓተ ዓመት ናይ ውግእ ግዘ ህዝቢ ኢትዩጵያ ሓድሽ ዘመን ናይ ብርሃን ሪኦም እዩም፡፡ኢትዩጵያውያን ንመፈለምታ ግዘ ኣብ ታሪኽ እቲ ማሕበረሰብ ሓደ ዓይነት ዕድል ንክረክብ ገይሩ እዩ፡፡

እቲ ዲሞክራስያዊ ቡድን ኣብ ኢትዩጵያ ናይ ጉባኤ ኮንፍረንስ ካብ 1-5 ሓምለ 1991 ዝፀንሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተገይሩ፡፡እቶም  ተሳተፍቲ ከም ዝተመያየጡዎን ዘፅደቕዎን ናይ ሽግግር ግዘ ሕገ መንግስቲ ብቐዳምነት ዝሓዞ ናይ ሽግግር ግዘ  መሰረት እዩ፡፡

እቲ ዲሞክራስያዊ ናይ ምግባር ከይዲ ቐሊል ኣይነበረን ምኽንያቱም ባህሊ ወይድማ ናይ ዲሞክራሲ ልማድ ኣብታ ሃገር ስለዘይነበረ፡፡ኣብ ናይ ሽግግር ግዘ ክልተ ዝተተሓሓዙን መሰረታዊ ዝኾኑ ናይ ብሄር ብሄረሰባት መል ዋሕሲ ንምርግጋፅ ደረጃታት ብምውሳድ ኣብ ናይ ባዕሎም ጉዳይ ይውስኑ፡

  • ናይቲ ሕገ መንግስቲ ረቒቕ ምፅዳቕ
  • ስልጣን ንቲ ክልላዊ መንግስቲ ወሪዱ እዩ፡፡

ኣብ ትሕቲ እቲ ሕገ መንግስቲ ፣እቲ ፌደራል ስምምዕነት ናይቲ ፌደራል መንግስቲ መሰል ዋሕሲ ብምኻን ናይ ባዕሎም ስራሕቲ ኣብ ጉዳያቶም ክውስኑ ይኽእሉ፡፡

 

© ናይ ምቕዳሕ መሰል 2003 ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ
ናይ ግሊ ጉዳይ ሓለዋ ፖሊሲ |  ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት |  ሓላፍነትና ውሱን ምዃን | 
ተበፃሕነት |  ናይ ደንበኛታት ቻርተር