ኢትዩጵያ ኣብ 1995 ናይ ኢትዩጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራስያዊ ሪፐብሊክ ንምምስራት ሓድሽ ሕገ መንግስቲ ተቐቢሉ፡፡እቲ ፌደራል መንግስቲ ንናይ ብሄራዊ መከላኸሊ፣ናይ ወፃኢ ርክብን ጠቕላለ ፖሊሲ ኣብ ናይ ሓባር ዝንባለን ጥቕምን ተጠያቒ እዩ፡፡እቲ ናይ ፌደራል መንግስቲ ትሸዓንተ ባዕሎም ክኢሎም ዝተሓዳደሩ ክልላት ሓይሎም ኣብ ግላዊ ቆራፅነት ብምቑፅፃር ዝሰርሑ እዩም፡፡ ኢ.ፊ.ድ.ሪ ኣወቓቕርኡ ብናይ ክልተ ክፍሊ ዘለዎ ምኽሪ ቤት መስመር ዘሎ እንትኾን እቲ ናይ ህዝቢ ተወከልቲ ምኽሪ ቤት እቲ ዝለዓለ ስልጣን ኣብ ፌደራል መንግስቲ እንትኾን እቲ ናይ ፌደራል ምኽር ቤት ዝውክሎ ድማ ኣብ ናይ ሓባር ዝንባለ ናይ ብሄር፣ብሄረሰባትን ህዝባዊ መንግስቲ እዩ፡፡ናይ ክልቲኦም ምኽሪ ቤት ኣባላት ዝምረፁ ብናይ መረፃ መብቲ ዝተሓለወ ንሓሙሽተ ዓመት ግዘ ዝፀንሕ እዩ፡፡
እቲ ናይ ፌደራላዊ ክልላዊ መንግስቲ ዝምራሕ ብቲ ናይ ሕገ መንግስቲ ፕሬዝዳንት እንትኾን እቲ ፌደራል መንግስቲ ድማ ኣመሓዳሪ ጠቅላይ ሚኒስተር ብቶም ተወከልቲ ምኽሪ ቤት ተጠያቒ ዝኾነ እዩ፡፡ሕድሕድ ባዕሎም ክኢሎም ዝመሓደሩ ክልላት ብቲ ናይ ክልል ፕሬዝደንት ብክልል ምኽር ቤት ዝምረፅ እዩም ዝምርሑ፡፡እቲ ሕጊ ኣውፂ ብቲ ሕገ መንግስቲ መሰረት ባዕሉ ዝኸኣለ እዩ፡፡
ናይ ፌደራል ዲሞክራስያዊ ሪፐብሊክ ኣብ ናይ መሰረታዊ ናይ መንበሪ ቦታ ንድፍታት፣ቋንቋ፣መለለይን ንቶም ዝምልከቶም ሰባት ዘድልዩም ስምምዕነት ዝውሰኑ ክልላት ዘጠቓለለ እዩ፡፡
(ፍልፍል: ናይ ውጭ ጉዳይ ሚኒስተር ድሕረ ገፅ)