Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Federal  Democratic Republic of Ethiopia  
Home መልዓሊ Citizens ዜጋታት Government መንግስቲ ቢዝነሳት ቢዝነሳት ወፃእተኛታት ወፃእተኛታት NGOs መንግስታዊ ዘይኮነ ድርጅት Decrease font Increase font

 ኢንቨስትመንት

 

ኣብ ግንቦት 1992 እቲ መንግስቲ ኣብ ኢንቨስትመንት ኣዋጅ ከም ዘብራህረሆ ከምኡ እውን ከምዘፍለጦ እቶም ናይ ኢንቨስትመንት በዓልስልጣናት ብቲ ናይ ኢንቨስትመንት ቦርድ ተጠያቒ እዩ፡፡እዚ ኣዋጅ ብተወሳኺ ዝተኸለሶ ኣብ ሰነ 1996 ነይሩ፡፡ናይ ኢትዩጵያ ኢንቨስትመንት ኮድ ምስ ልምዓት ዝተተሓሓዙ ኢንቨስትመንት መበረታትዒ ይህብ፣ብሓባር ንዝተቋቋሙ ድርጅታት ናይ ካፒታል ኣታዊ ኣድላይነት ምቕናስ ፣ ካብ ቐረፅ ነፃ ዝኾነ ናይ ካፒታል ሸቐጣታት(ብዘይካ ኮምፒተራትን መካይንን ) ክህሊ ምፍቓድ፣ ካብ ዓዲ ውሽጢ ዝነብሩ ኢንቨስተራት ናይ ሪል ስቴት ሴክተር ምኽፋት፣ናይ ካፒታል ጥቕሚ ታክስ  ካብ 40 ናብ 10 ሚእታዊ ይቆርፅ  ከምኡ እውን ንኢንቨስተራት መሬት ብሊዝ ንዝረኽቡ ቐዳምነት ምሃብ፡፡   

© ናይ ምቕዳሕ መሰል 2003 ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ
ናይ ግሊ ጉዳይ ሓለዋ ፖሊሲ |  ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት |  ሓላፍነትና ውሱን ምዃን | 
ተበፃሕነት |  ናይ ደንበኛታት ቻርተር