Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Federal  Democratic Republic of Ethiopia  
Home መልዓሊ Citizens ዜጋታት Government መንግስቲ ቢዝነሳት ቢዝነሳት ወፃእተኛታት ወፃእተኛታት NGOs መንግስታዊ ዘይኮነ ድርጅት Decrease font Increase font

 ሰባት

 

  እቶም ህዝቢን ባህሎምን

ኢትዩጵያ ናይ ባህሊ ሃብታምን ሕብረት ዘለዋ እናተብሃለት ትፅዋዕ ብምኽንያት 80 ዝተፈላለዩ ቋንቋታትን                         ኣብ ሓደ ቦታ ዝዝረቡ ቋንቋታት ከምኡ እውን ብብዙሕ ወይድማ ካብኡ ዝውስኽ ናይ ባህሊ ፍልልይ ኣለዋ፡፡

እቶም ኣምሓራውያን ኣብ ናይ ማእኸላዋይ ደጉዓ ልዕል ኢሎም ዝርከቡ ሜዳታት ኢትዩጵያ ዝርከቡ ኾይኖም ከምኡ እውን ዝሓዙዎ ዋና ናይ ህዝቢ ቦታታት ኣብ ምምሕዳራዊ ዞናት ናይ ጎንደር፣ጎጃም፣ኣብ ሓደሓደ ቦታታት ሽዋን ወሎን ናይ ኣምሐራ ክልላዊ መንግስቲ ይርከብ፡፡

ኦሮሞታትን እቶም ዝዓበዩ ናይ ጎሳ ምትእኽኻብ ዝሓዙ እዩም፡፡ንሳቶም እውን ከፍቲ ኣርባሕቲን ናይ ግብርና ሰባት በተለይ ኣብ ማእኸለዋይን ደቡብ-ምዕራብ ኢትዩጵያ ዝርከቡ እዩም፡፡

ንናይ ቋንቋ ቤተሰብ ጎሳ ዝምደቡ ሰባት እቲ ምዕራባዊ ክፋል ናይታ ሃገር ካብ ናይ ኤርትራ ድንበር ናብ ቓላይ ቱርካና ዝተዘርገሐ እዩ፡፡  

ኣብ ካሊእ ቦታ ኸባቢ እታ ሃገር ዝቑፀሩ ኣናእሽተይ ማሕበረሰባት እንትህልው ባህሎም፣ቋንቋኦምን ልማዶምን ምስ ናይ ኢትዩጵያ ነዊሕ ታሪኽ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዝተዛመደ እንትኾን ከም ኩሎም ናይታ ሃገር ሰባት ሃይማኖቶም ኦርቶዶክስ ክርስትያን፣ሙስሊም ወይድማ ናይ ካሊእ እምነት ዘለዎም ኣባላት ዝሓዙ እዩም፡፡    

ናይ ሓደ ዓዲ ሰባት ባህሊ እውን ንናይ ሎመዓንቲ ኢትዩጵያ ንምርካብ ጠቓሚ ነገር እዩ፡፡ኣርቲስት ወይድማ ጥበበኛ ኣብታ ናይታ ሃገር ባህላዊን ማሕበራዊን ዕብየት ናይ ባዕሉ ዝኾነ ኣስተዋፅኦ ገይሩ እዩ፡፡ዳርጋ ኩሎም ከተማታት ናይ ባዕሉ ባህላዊ ናይ ተወንቲ ብደረፍቲ፣ዝድንሱ፣ገጠምቲን ፀሓፍቲን ዝሓወሰ እንትኾን ናይ ባዕሎም ናይ ባህሊ ኣዳራሽ እቶም ተወንቲ ካብ እንደገና እቲ ደርፊን ስዕስዒትን ዝሰርሑሉ ብፍላይ ኣብቲ ዝተወሰነ ቦታ ናይ ዝሓለፉ ዘመናት ስራሕቲ ይስራሕ፡፡

© ናይ ምቕዳሕ መሰል 2003 ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ
ናይ ግሊ ጉዳይ ሓለዋ ፖሊሲ |  ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት |  ሓላፍነትና ውሱን ምዃን | 
ተበፃሕነት |  ናይ ደንበኛታት ቻርተር