Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Federal  Democratic Republic of Ethiopia  
Home መልዓሊ Citizens ዜጋታት Government መንግስቲ ቢዝነሳት ቢዝነሳት ወፃእተኛታት ወፃእተኛታት NGOs መንግስታዊ ዘይኮነ ድርጅት Decrease font Increase font

 ክልላዊ መንግስትታት

ናይ ኢትዩጵያ ናይ መሬት ስፍሓት ከምዝግመት ደርጋ 1.1 ሚልዩን ስ.ኪ.ሜ እንትኾን እቲ ኣብዚ ሀዚ ግዘ ዘሎ ናይ ህዝቢ ቑፅሪ ብግምት 79 ሚልየን ልዕሊ 84 ሚእታዊ ኣብ ናይ ገጠር ቦታታት ዝነብሩ እዩም፡፡ኢትዮጵያ ናይ ፌደራላዊን ዲሞክራስያዊ ሪፐብሊክ እንትኾን 9 ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዝሓዘት፡ብስም እንትንፅዎዖም ትግራይ፣ዓፋር፣ኣምሓራ፣ኦሮምያ፣ሶማልያ ፣ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ናይ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢን ክልል ፣ጋምቤላን ሃረሪን ክልተ መተሓዳደሪ መንግስቲ (ናይ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳርን ናይ ድሬዳዋ ከተማ ምኽሪ ቤት) ዘጠቓለለ እዩ፡፡እቲ ብሄራዊን ክልላዊ መንግስቲ ከምኡ እውን ክልተ ናይ ከተማ ምምሕዳር ምኽሪ ቤትን ኣብ ሸሞንተ ሚእቲ ወረዳታትን ኸባቢ 15000 ቐበሌታት(5000 ኣብ ከተማን 10000 ኣብ ገጠር) ዝሓዘ እዩ፡፡

ናይ ኢትዮጵያ  ክልላዊ  መንግስቲታት  

  • ትግራይ
  • ዓፋር
  • ኣምሓራ
  • ኦሮምያ
  • ሶማልያ
  • ቤንሻንጉል ጉሙዝ
  • ናይ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብዊ ክልል
  • ሃረሪ

መንግስታዊ  ከተማታት

  • ናይ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳር
  • ናይ ድሬዳዋ ከተማ ምምሕዳር

© ናይ ምቕዳሕ መሰል 2003 ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ
ናይ ግሊ ጉዳይ ሓለዋ ፖሊሲ |  ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት |  ሓላፍነትና ውሱን ምዃን | 
ተበፃሕነት |  ናይ ደንበኛታት ቻርተር