Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Federal  Democratic Republic of Ethiopia  
Home መልዓሊ Citizens ዜጋታት Government መንግስቲ ቢዝነሳት ቢዝነሳት ወፃእተኛታት ወፃእተኛታት NGOs መንግስታዊ ዘይኮነ ድርጅት Decrease font Increase font

 ተበፃሕነት

 

ናይ ኣጠቓቅማ ደንብታት

ኢ-መንግስታዊ  ፖርታል ንኹሎም ተጠቀምቲ ብቐሊሉ ክረክቡዎን ብቐሊሉ ክጥቀሙሉን ተባሂሉ እዩ ተሰሪሑ፡፡ ኣብ ከይዲ ስራሕኩም ፀገም እንተኣጋጢምኩም ብቲ ኣግንዩና ዝብል ፎርም ኣቢልኩም ዘጋጠመኩም ፀገም ፣ዘለኩም ሪኢቶን ሓሳብን ክትገልፁልና ትክእሉ ኢኩም፡፡ ቅልጡፍ ምላሽ ክንህበኩም ቅሩባት ኢና፡፡

ዝስማዕምዑ ዌብ ብራውዘራት

እዚ ፖርታል ምስ ኢንተርኔት ኤክስፕሎረር ቨርዥን 6.0(Internet Explorer version 6.0)ን ካብኡ ንላዕሊን 100% ዝስማዕማዕ እዩ፡፡ ከምኡውን ምስ ፋየር ፎክስ(Fire fox) ፣ኔትስኬፕ(Netscape) ፣ኦፔራ(Opera)ን ካልኦትን ዌብ ብራውዘራት ዝስማዕማዕ እዩ፡፡ንስኻቱም ኮምፒተርኹም ከምዝፈቐደቶ ናይ ዌብ ብራውዘርኹም ደረጃ ኣብ ምዕባይ ሓሳብና ንህብ፡፡ዝፀንሑ ቨርዥናት ብዙሕ ግዘ ዝለዓለ ደረጃ ሓለዋ ዘለዎን ዝበለፀ ኣሰራርሓ ኣለዎም፡፡

ኣብ ናይ ቐረባ ግዘ ብረውዘር ቨርዥናት ዝበለፀ መብራህርሂ ንምርካብ እንድሕር እዞም ዝስዕቡ ትጥቀሙሎም ኾይንኹም ፡

ፒ.ዲ.ኤፍ(PDF) ፋይላት

PDF(Portable Document Format) ብኣዶቤ (Adobe) ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ሰነዳት ንምስርጫው ናይቲ ፎርማት ፍልፍል መረዳእታታትን ፋይላትን ብዝተሰርሑዎ ሶፍትዌር ዘለዎም መልክዕ ከይቀየሩ ክንለዋወጦን ዘኽእለና ናይ ፋይል ዓይነት እዩ፡፡ ዘለዉና መረዳእታታት ብፍላይ ናይ መንግስቲ ሕትመታት ፣ሪፖርትን ፎርምታትን ናብ መርበብ ሓበሬታ ንምቅማጥ እውን ይጠቅም እዩ፡፡

ኣብዚ ፖርታል ዘለው ናይ ፒ.ዲ.ኤፍ(PDF) ሰነዳት ንምርኣይ፡፡ከምኡ እውን ካብ ኣዶቤ ድሕረ-ገፅ(ነፃ ዝኾነ)እቲ ሶፍትዌር (Acrobat Reader Software) ዳውንሎድ ብምግባር ኣብ ኮምፒተርኹም  ምፅዓን የድሊ እዩ፡፡

ብተወሳኺውን ሶፍትዌር ናብ ኮምፒተርኹም ዋላ እንተዘይተፅዓነ ብቲ ዝስዕብ ሊንክ(መራኸቢ) ተጠቒምኩም ንቲ ፒ.ዲ.ኤፍ(PDF) ፋይል ናብ HTML ወይ ከዓ ናብ ቴክስት(text) ፎርማት ብምቕያር ምቕያር ንክእል ኢና፡፡

ናይቲ ፊደል( font) መጠን

ኣብ ላዕሊ ዘለው ሕድሕድ ገፅ ኣንባቢ ብዝጥዕሞ መንገዲ ነቲ ፅሑፍ ከዕብዮን ከንእሶን ዘኽእል መዕበይን መንኣስን ንኣኻቱም ከምዝምቸው ተገይሩ ኣሎ፡፡ 

ጃቫ ስክሪፕት(JavaScript)
ፖርታልና ብትኽክል ንምርኣይ ናይ ንጥቀመሉ ዌብ ብራውዘር ጃቫ ስክሪፕት(JavaScript) ይሰርሕ ከም ዘሎ ምርግጋፅ የድሊ፡፡ ነቲ ጃቫ ስክሪፕት ንምክፋት ንጥቀመሎም መንገዲታት ብቲ ዝስዕብ ሊንክ (መራኸቢታት) ኣቢልኹም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

ደንብታት

እዚ ኢ-መንግስታዊ ፖርታል ኣብ World Wide Web Consortium (W3C) ብዘሎ ደንቢ መሰረት ብተጠቃሚ ብቐሊሉ ተረካቢ ተገይሪ አሎ፡፡ኣብ ፖርታልና ምምሕያሻት ከም ንገብሮ

ካብ W3C ደንቢታት ወፃኢ style sheet (CSS) ደንብታትውን ተጠቂምና ኣለና. ንብጣዕሚ ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ብመሰረት ISO 27001 ኣድላይ ናይ ሓለዋ ቴክኖሎጂታትውን ንተኣታትው ኣለና፡፡

© ናይ ምቕዳሕ መሰል 2003 ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ
ናይ ግሊ ጉዳይ ሓለዋ ፖሊሲ |  ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት |  ሓላፍነትና ውሱን ምዃን | 
ተበፃሕነት |  ናይ ደንበኛታት ቻርተር