ራእይ
መንግስታውን ኢ-መንግስታውን ናይ መርበብ ሓበሬታ ግልጋሎታት ዝለዓለ መማረፂ ክኾን ንምግባር ፡
-
ንቐጥታዊ(online) ግልጋሎታት ማእኸላይ መራኸቢ ምኻን
-
ሓደስቲ ቴክኖሎጂታት ብምትእትታው መረዳእታ ወሃብቲ ኣሳተፍቲን ናይ ገንዘብ ዝውውርን(ቐጥታዊ(online) ክፍሊት ዘጠቓለለ) ግልጋሎታት ንምሃብ
-
ምስ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሽግግርን ዕብየትን ስትራተጂያዊ ራእይ 2015 ክስማዕማዕ ምግባር
-
ህዝቢ ምስ ማሕበረሰብን ናይ ግሊ ግልጋሎታትን ብናይ ብአሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ግልጋሎት ንተገልገለቲ ኣቢሉ ብምርኻብ እቲ ዝለዓለ መማረፂ ምኻን
-
ተገልገልቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ፖሊሲታት ተሳተፍቲ ንክኾኑን ዘለዎም ሪኢቶታት ክገልፁ ዘኽእሎም ኩነታት ምፍጣር
ዕላማ
-
24 ሰዓት ብ 7 መዓልቲ ግልጋሎት ወሃቢ ምኻን
-
ኣብ መወዳእታ 2010 ዓም ናብ 200 ዝኾኑ ናይ ቐጥታዊ(online) ግልጋሎታት ምሃብ
-
ንመንግስታዊ ግልጋሎታት ምእኹል ኣገልጋላይ ምኻን
-
ንደንበኛታት ዝበለፀ ናይ ዘይመንግስታዊ ኣገልግሎታት መድረኽ ምኻን
-
ማእኸላይ ዝኾነ ከም ናይ ምይይጥ ፎረማትን ወይድማ ዓምዲታት ንዜጋታትን ቢዝነሳት ምቕራብ ምእንታን ኣብ ፖሊሲን ኣብ ናይ ህዝቢ ጉዳያት ክሳተፉን ሪኢቶ ክህቡን
ደንበኛታት