Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Federal  Democratic Republic of Ethiopia  
Home መልዓሊ Citizens ዜጋታት Government መንግስቲ ቢዝነሳት ቢዝነሳት ወፃእተኛታት ወፃእተኛታት NGOs መንግስታዊ ዘይኮነ ድርጅት Decrease font Increase font

 ሓገዝ

እዚ ፖርታል ናይቲ መንግስቲ ሓበሬታ፣ፎርምታትን ካልኦት ነገራት ዘርእይ እዩ፡፡ከምኡ እውን ምስ እቲ መንግስቲን ምስ ካልኦት ሃገራት ርክብ ክህልየኩም ይገብር፡፡እዞም ዝስዕቡ ክፍልታት እውን ዝሓዘ እዩ፡

  • ተጠቐምቲ መምረፂ ገፃት : እዚ ገፅ ሓበሬታን ዝተፃረየ መረዳእታታት ብፍላይ ንቲ ተጠቓሚ መምረፂ ቡድን ዝሓዘ እዩ፡፡
  • ብዛዕባ ናይቲ መንግስቲ ዝርዝር ፡ ዝተመረፁ ሓበሬታታት ብዛዕባ እቲ መንግስቲ ዝሓዘ እዩ፡፡
  • ብዛዕባ ናይ ኢትዩጵያ ዝርዝር ፡ ብዛዕባ ኢትዩጵያ ዝተመረፁ ሓበሬታታት ዝሓዘ እዩ፡፡
  • ናይ ኣገልግሎት ዝርዝር ፡ ናብቲ ኣገልግሎት ዝርከቦ ገፅ ይወስደኩም ናይቲ ዝወሃብ ኣገልግሎት ዝርዝር ብቲ መንግስቲ ዝወሃብ እንትኾን እቲ ብትኽክለኛ ቕደም ሰዓብን ኣድለይቲ ነገራት ንቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ዝፍፀሙ እዩም፡፡
  • ናይ ፎርምታት ዝርዝር፡ ናብቲ ዳውንሎድ ዝግበር ናይ መንግስቲ ፎርምታት ዝሓዘ ናይ ፎርም ገፅ ይወስደኩም፡፡
  • ናይ ሰነዳት ዝርዝር፡ ናይቲ መንግስቲ ሰነዳት ዝሓዘ ናይ ሰነድ ገፅ ይወስደኩም፡፡
  • ናይ መልቲሚድያ ዝርዝር፡ ናብ ናይ ድምፂ ጥራሕ ፋይል፣ናይ ቪድዩ ፋይልን ፎቶታት ዝሓዘ  ገፅ ይወስደኩም፡፡
  • ናይ ተሳትፎን ርክብን ዝርዝር: ናብ ኢ-ተሳትፎ ገፅ ይወስደኩም ካብኡ ድማ እዚ ፖርታል ዓምዲ፣ፎርምን ዝርርብን ብሓባር ዝሓዘ እዩ፡፡
  • ናይ መንግስቲ ዜናታት፡ ካብ ናይ መንግስታዊ ሚኒስተራት ዜናን ሓደሽቲ ነገራት ዝሓዘ እዩ፡፡
  • ናይ ዜጋታት ክፍሊ  ኣብቲ ማእኸል ገፅ ዝርከብ እንትኾን ብቲ መንግስቲ ዝወሃብ ኣገልግሎት ብኣርእስቲ ዝተመደበ ዝሓዘ እዩ፡፡
  • መንግስቲ፣ቢዝነስ፣ወፃእተኛታትን ናይ መንግስታዊ ዘይኾኑ ድርጅታት(NGOs)ኣብ ላዕሊ እቲ ፖርታል ዝርከቡ መተሓሓዝቲ( tabs) – ንቲ ዝተወሰነ ተጠቓሚ ብዱን ኣድለይቲን ዝተመረፁን ኣገልግሎታት ምቕራብ፡፡
  • ዜናታትን ሓደሽቲ ሓበሬታታትን ኣብ ትኽክኛ ክፍሊታት ናይ መንግስቲ ዜናታት፣መተሓሐዝቲ(ሊንክ)ን ካብ ዝተፈላለዩ መንግስታዊ ፍልላት ዝርከብ ማዕኸናት ዝሓዘ እዩ፡፡
  • ናይ መንግስቲ ፖርታል ክፍሊታት ኣብቲ ብፀጋም ወገን ዝርከብ ድማ ዝርዝር መንግስታዊ ዝኾኑ ፖርታልን ድሕረ ገፅታት( websites) ዝሓዘ እዩ፡፡
  • እቲ መድለይ(መአለሺ) ዝብል ኣብቲ ናይቲ ገፅ ርእሲ ዝርከብ ዝጠቕመኩም ኣብቲ ፖርታል ዝርከብ ዝኾነ ይኹን ትሕዝቶ ንምድላይ ይጠቕም፡፡

© ናይ ምቕዳሕ መሰል 2003 ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ
ናይ ግሊ ጉዳይ ሓለዋ ፖሊሲ |  ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት |  ሓላፍነትና ውሱን ምዃን | 
ተበፃሕነት |  ናይ ደንበኛታት ቻርተር