Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Federal  Democratic Republic of Ethiopia  
Home መልዓሊ Citizens ዜጋታት Government መንግስቲ ቢዝነሳት ቢዝነሳት ወፃእተኛታት ወፃእተኛታት NGOs መንግስታዊ ዘይኮነ ድርጅት Decrease font Increase font

 ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት

ናይኻቱም ኣጠቓቕማ ኣብ ናይ ኢትዩጵያ ኢ-መንግስታዊ ፖርታል(እቲ "ገፅ(ሳይት)") ኣብ ትሕቲ እዞም ዝስዕቡ ስርዓታትን ኣካይዳን ከምኡ እውን ንኢትዩጵያ ዝመርሑ ሕግታት እዩ፡፡እቲ ሳይት(ገፅ) እንትጥቀሙ ናይኻቱም ስምምዕነት ኣብቲ ስርዓትን ኣካይዳን ኣብ ግንዛበ ብምእታው እዩ፡፡ብምብፃሕ፣ብምርኣይን  እቲ ሳይት  ብምጥቓምን ተቐቢልኹም ብዘይካ ምንም ገደብን ብቕዓትን እዞም ስርዓትን ኣካይዳታትን ምጥቃም፡፡

ናይ ኢትዩጵያ ሓበሬታን ርኽክብ ቴክኖሎጂ ዕብየት ኤጀንሲ ናይቲ ኣጠቓቕማ ስርዓትን ኣካይዳን ምምሕያሽ መብቲ የኽብር፡፡እዚ ዝገብር ኸዓ ኣብቲ ገፅ ዘሎ ምምሕያሽ መተሓሳሰቢታት ብምልጣፍ እዩ፡፡ዝኾነ ይኹን ምምሕያሽ ምስተለጠፈ ብቕፅበት ተደማፅነት ይህልዎ እተዘይኾነ ድማ ይውሰን እዩ፡፡ናይኻቱም ቐፃሊ ዝኾነ ናይ ሳይት ኣጠቓቅማ ድሕሪ እቲ ምልጣፍ ናይ ዝኾነ ምምሕያሽ ዘመላኽቶ ናይኻቱም ተቐባልነት ኣብቲ ምምሕያሽ የርእይ፡፡በብግዚኡ ንቲ ገፅ ብምጉብናይ እቲ ዘሎ ናይ ኣጠቓቕማ ስርዓትን ኣካይዳን ምፍታሽ፡፡

© ናይ ምቕዳሕ መሰል 2003 ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ
ናይ ግሊ ጉዳይ ሓለዋ ፖሊሲ |  ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት |  ሓላፍነትና ውሱን ምዃን | 
ተበፃሕነት |  ናይ ደንበኛታት ቻርተር